ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሚያዝያ 22,2022 ዜና ቃለ መጠይቕ ምስ ፕሮፌሰር ዘርእሰናይ ኣለምሰገድ ኣባል ናይ ቫቲካን ጳጳሳዊ ሳይንስ ኣካዳሚ ክኾኑ ብርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርሲቲያን ጳጳስ ፍራንሲስ ተመሪፆም።