ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሰነ 20,2022 ዜና (ኣብ ክልል ኦሮምያ ብዘጋጠመ መጥቓዕቲ ብዝሒ ዘለዎም ሰባት ምቕታሎም፥ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተዘግሓ ቕትለት ዘርእይ ቪድዮ ፈጸምቲ ሓይልታት መንግስቲ'ዮም ክብል ገሊጹ) ጸብጻብ ኩነታት ስደተኛታት ኣብ ዳባትን ሊብያን ሎሚ ኣብ ኤርትራ ዝተዘኸረ መዓልቲ ሰማእታት ዝምልከት ጸብጻብ የጠቓልል