ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መስከረም 19,2022 ዜና ( ኤርትራ ሰራዊት ተኽትት ክብሉ መንግስታት ካናዳን ብሪጣንያን ይሕብሩ: ስነ- ስርዓት ቐብሪ ንግስቲ ኤልሳበጥን ካልኦት ዓለምለኸ ዜናታትን) ጸብጻብ-ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ተወላዶ ትግራይ ዝጸንሕሉ ኣብ ከተማ ሰመራ ዝርከብ መዓስከር ምዕጻው ይገልጽ ጸብጻብ-ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ሕጽረት መድሃኒትን መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን የጠቓልል