ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት 16,2022 ዜና (ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዘውጽኦ ጻውዒት፥ ኣብ ሱዳን ኢዶም ዝሃቡ አባላት ዓቓብ ሰላም ኢትዮጵያዊያን ተወላዶ ትግራይ፥ ምርጫ ሶማል ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ደርቂን ካልኦትን) መደብ ስፖርትን መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን የጠቓልል