ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሕዳር 10,2022 ዜና (ኣብ ናይሮቢ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ኢትዮጵያ ሎሚ ሓሙስ ክዛዝም ትጽቢት ይግበር: ምብጻሕ ፕረዚደንት ሶማል ኣብ ኤርትራን ካልኦትን) ንኩነታት ዕዳጋታት ከተማ መቐለ ዝድህስስ ጸብጻብን ቃለ መሕትት ምስ ወ/ት ኣፍሪቃ ብሪጣንያ 2022 ኮይና ዝተዓወተት ኤርትራዊት ኣይዳ መብራህቱ የጠቓልል