ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስነ-ስርዓት መሓላ ምሩጽ ፕረዝደንት 2017

ጽንብል ስነ ስርዓት ቃለ-መሓላ ፕረዝደንት ኣሜሪካ ዓርቢ 20 ጥሪ 2017 ክኻየድ እዩ። ኣብዚ ስነ ስርዓት ዶናልድ ጄይ ትራምፕን ምኽትሎም ማይክ ኣር ፔንስ ቃለ መሓለ ክፍጽሙ’ዮም። ቃለ መሓላ ብሓላፊ ፍትሒ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ይፍጸም። ብድሕሪኡ ፕረዝደንት ወግዓዊ ስርሖም ካብ ፍርቂ መዓልቲ ይጅምሩ። ኣብቲ መዓልቲ ዝተፈላለዩ ካልኦት ፍጻሜታት ስነ ስርዓትን ጽንብላትን ኣብ መላእ ዋሽንግተን ዲሲ ከባቢ ኣን ክኻየዱ’ዮም ክኻየዱ’ዮም።

XS
SM
MD
LG