ፈነወ ትግርኛ 1900
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ብኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ድማ ካብ ሰዓት 4 ምሸት ክሳብ 4:30 ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜናታት ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ።
-
29:57
ለካቲት 12, 2026ፈነወ ትግርኛ 1900
-
29:58
ለካቲት 11, 2026ፈነወ ትግርኛ 1900
-
29:55
ለካቲት 10, 2026ፈነወ ትግርኛ 1900
-
29:58
ለካቲት 09, 2026ፈነወ ትግርኛ 1900
-
29:58
ለካቲት 06, 2026ፈነወ ትግርኛ 1900