ቪድዮ ፖሊስ ሱዳን ናብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ዘምርሑ ዝነበሩ ሰልፈኛታት ብዘንብዕ ጋዝ በቲኑ ጥሪ 07, 2019 ዊንታ ኪዳነ ዜና ሮይተርስ Your browser doesn’t support HTML5 ፖሊስ ሱዳን ብኣማኢት ዝቑጸሩ ናብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ዘምርሑ ዝነበሩ ናይ ተቓውሞ ሰልፈኛታት ዘንብዕ ጋዝ ብምጥቃም ከምዝበተኖም ተገሊጹ።