ፕሮፈሰር ኣስመሮም ለገሰ ፡ብዛዕባ ምስጓግ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ኣብ ቅድሚ ኣህጉራውያን ትካላት ቀሪቦም ከም ዝሞገቱ ይገልጹ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ተመራማሪ ስነ-ሰብ ፕሮፈሰር ኣስመሮም ለገሰ፡ ብዛዕባ ንስርዓት-ገዳ ማለት ስርዓት-ደሞክራሲያዊ ባህሊ ብሄረ-ኦሮሞ ዝጸሓፍዎ ክልተ ዓበይቲ መጻሕፍቲ ዝምልከት ክልተ ቃለ-መጠይቕ ምክያዱ ይፍለጥ።

ፕሮፈሰር ኣስመሮም ግን፡ ካልእ ምርምራት `ውን ጽሒፎም`ዮም።

ብዛዕባ ምስጓግ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ብዓይኒ-ምኽባር ሰብኣዊ መሰል ጠሚቶም ክልተ ምርምራዊ ዶክመንታሪታት ብምሕታምን ኣብ ሕቡራት ሃገራትን ካልኦት ኣህጉራውያን ትካላትን ምቕራቦም`ውን ካብ ውጽኢት ስርሖም ሓደ`ዩ።

ኣብ`ዚ ዘተኮረን ሳልሳይ ክፋልን ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፕሮፈሰር ኣስመሮም ለገሰ ፡ብዛዕባ ምስጓግ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ኣብ ቅድሚ ኣህጉራውያን ትካላት ቀሪቦም ከም ዝሞገቱ ይገልጹ