ፕሮግራም መግቢ ዓለም ድሕሪ ኣስታት ክልተ ሰሙን ፈላማይ ሰብ ኣዊ ሓገዝ ዝጸዓና መካይን መቐለ ምእታወን ሓቢሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣቐዲሙ መግቢ:ነዳዲን ናውቲ ሕክምና ዝጸዓና ኣስታት 50መካይን ናብ ክልልትግራይ ምብጋሰን ሓቢሩ ኔሩ::ፕሮግራም መግቢ ዓለም እተን መካይን 900 ሜትርሪክ ቶን ህይወት ኣድህን ቀረብ ጽዒነን ምህላወን ውን ገሊጹ::