ዋሽንግተን —
ኣብ ስዊዘርላንድ `ኣቦ ምዃን` ዝብል ፕሮጀክት ኣሎ። እቲ `ኣቦ ምዃን ኣብ ስዊዘርላንድ` ተባሂሉ ዝጽዋዕ ፕሮጀክት፡ ብሓፈሽኡ ኣብ ስደት፡ ኣቦ ምዃን ዘለዎ ግቡእን ሓላፍነትን፡ ከምኡ ድማ ዘጋጥሙ ብድሆታት ኣተኩሩ ይነጥፍ።
Your browser doesn’t support HTML5
ፕሮጀክት `ኣቦ ምዃን` ኣቦታት ናብ ሓደ ኣምጺኡ ሓሳባቶም ክገልጹን ተመክሮታቶም ከካፍሉን ዕድል ብምፍጣር፡ ጥዑይ ስድራቤት ኣብ ምህናጽ ይሰርሕ።
ምስ ኣወሃሃዲ`ቲ ፕሮጀክት ኣቶ ዮውሃንስ ብርሃነ ዝተኻየደ ካል ኣይ ክፋል ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5