ፕረዚደንት ዑመር ኣልበሽር ካብ መዝነቶም ከምዘይወርዱ ኣፍሊጦም
Your browser doesn’t support HTML5
መራሒ’ታ ንዝሓለፈ ኣርባዕተ ሰሙናት ብጎነጻዊ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ትሕመስ ዝቐነየት ሱዳን ፕረዚደንት ዑመር ኣልበሽር ካብ መዝነቶም ከምዘይወርዱ ትማሊ ሶኑይ ኣፍሊጦም።
ንሶም ንደገፍቶም ኣብ ናይላ ደቡብ ዳርፉር ኣብ ዘስምዕዎ መደረ “መንግስቲ ብናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣይቕየርን” ኢሎም።