ኣስመራ —
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ቀዳም 26 ጥቅምቲ ብምክትል ዋና ጸሓፊ ሚስ ኣሚና ሞሓመት ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ተቀቢሉ ኣብ ዓዲ ሃሎ ከምዘዘራረበ ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ሚንስትሪ ዜና ኤርትራ ሻባይት ገሊጹ።
እቲ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ዝተፈላለዩ ሚንስተራት ተራኺቡ ኣብ ምሕያል ዓቕምታት ደቂ ኣንስትዮ፡ኣብ ዞባዊ ውህደትን ሽርክነታዊ ዝምድና ኤርትራን ሕቡራት ሃገራትን ዘተኮረ ዝርርብ ከምዘካየደ ሻባይት ገሊጹ።
Your browser doesn’t support HTML5