ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣብ ሱዳን ይፍጽሙ ኣለው::
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ካርቱም መዓርፎ ነፈርቲ ኣብ ዝኣተውሉ አቦ መንበር ቤት ምኽሪ ሉኣላዊነት ሱዳን ጀነራል ዓብዱል ፈታህ ቡርሃን ተቐቢሎምዎም::
Your browser doesn’t support HTML5