ዜና ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ 2020: ናይ መወዳእታ ክትዕ ተወዳደርቲ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ጥቅምቲ 21, 2020 ሓሙስ ጥቅምቲ 22,2020 ሰዓት 9:00 ምሸት ብኣቆጻጽራ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ መንጎ ሕጹይ ዲሞክራቲክ ፓርቲ ጆ ባይደንን ሕጹይ ሪፖብሊካን ፓርቲ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝካየድ ናይ መወዳእታ ክትዕ ብቐጥታ ተኸታተሉ