ባህርዳር —
ናይ ኤርትራፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቅን ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂን ንፈለማ ግዜ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝገበርዎ ዑደት ጀሚሮም።
ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ሓዊሱ ላዕለዎት ሰበስልጣን እታ ሃገርን ነበርቲ ከተማ ጎንደርን ሎሚ ንጉሆ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይረምሎም ኣለው።
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረዚደንታት ኤርትራን ሶማል ኣብ ክልል ኣምሓራ ዑደት የካይዱ