ዋሽንግተን —
ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዮዌሪ ሙሴቬኒ ትማሊ ረቡዕ ንሻድሻይ ግዘ ፕረዚደንት እታ ሃገር ኮይኑ ቃለ መሓላ ፈፂሙ ። ሙሴቬኒ ድምፂ ተቃወምቲ ፖለቲካ ይዕፍን`ዩ ዝብል ዝመጾ ተሪር ነቀፌታ፡ ምዕራባውያን ብዛዕባ ዴሞክራሲ ክምህሩኒ መሰል የብሎምን ክብል ኣብቲ ስነ ስርዓት ቃለ መሓላ ተዛሪቡ ።
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረ.ዩወሪ ሙሰቨኒ ንመበል ሻድሻይ ጊዜ መራሒ ኡጋንዳ ንምዃን ቃለ መሓላ ፈጺሞም