ኣስመራ —
ፕረዚደንት ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ(ካፍ) ኣሕመድ ኣሕመድ ቀዳም 31 ነሓሰ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ተራኺቡ ኣብ ምዕባለ ኩዕሶ እግሪ፡ ህጻናትን መንእሰያትን መራሒ ኣገዳሲ ምዃኑ ብምእማን ብሓባር ክሰርሑ ተሰማሚዖም።
ሃገራዊት ጋንታ ናሚብያ ኣስመራ ኣብ ዝኣተወትሉ
እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ሃገራዊት ጋንታ ናሚብያ ረቡዕ 4 መስከረም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ መጻረዪ ግጥም ዋንጫ ዓለም ንምክያድ ሎሚ ኣስመራ ኣትያ።
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረ. ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ፕረዚደንት ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም