ፕረ .ትራምፕ ን ኣተሓሕዛ ፖሊስ ዝምልከት ሓድሽ ትእዛዝ ኣጽዲቖም

ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ንኣተሓሕዛ ፖሊስ ዝምልከት ሓድሽ ትእዛዝ ትማሊ ሰሉስ ብፊርምኦም ኣፅዲቖም። ፕረዚደንት ትራምፕ ነቲ ትእዛዝ ዝፈረሙ ሪፓብሊካዊያንን ዲሞክራሲያዊያንን ኣባላት ኮንግረስ ናይ ፖሊሲ ለውጢ ክግበር ናይ በይኖም ፃዕርታት ይገብሩ ኣብዘለውሉ እዋን እዮም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረ .ትራምፕ ን ኣተሓሕዛ ፖሊስ ዝምልከት ሓድሽ ትእዛዝ ኣጽዲቖም