ፕረ. ትራምፕ ብምክንያት ጾመ ረመዳን ኣብ ዋይት ሃውስ ናይ ድራር እንግዶት አዳልዮም

ፕረዚደንት ትራምፕ ምስ ኣምባሳደራት ዲፕሎማትን ዝበዝሓ ካብ ህዝበን ተከተልቲ እምነት እስልምና ዝኾኑ ሃገራት ትማሊ ሶኑይ ምሸት ኣብ ዋይት ሃውስ ንፈጥሪ ናይ ድራር እንግዶት አዳልዮም።

ፕረዚደንት ትራሞፕ ነቲ ዕድመ ዝገበርሎም ብምክንያት ጾመ ረመዳን’ዩ።

ፕረዚደንት ትራሞፕ ንጾመ ረመዳን ንስድራቤትንን ማሕብረሰባትን ዘተአሳስር እዋን ልግሲ’ዩ ክብሉ’ውን ተዛሪቦም’ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረ. ትራምፕ ብምክንያት ጾመ ረመዳን ኣብ ዋይት ሃውስ ናይ ድራር እንግዶት አዳልዮም