ፕረ.ትራምፕ ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ኣሜሪካ ንመዓልታት ዝእውጅ ሓድሽ ትእዛዝ ከምዝፍርሙ ኣፍሊጦም

ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ነቲ ናብ ኣሜሪካ ብቀዋሚ ንምንባር ንሰባት ዝውሃብ መስርሕ መንበሪ ፍቓድ ን60 መዓልታት ደው ንክብል ዝገብር ትእዛዝ ሎሚ ከምዝፍርሙ ኣፍሊጦም።

ፕረዚደንት ትራምፕ ነዚ ዘፍለጡ ትማሊ ንጋዜጤኛታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ’ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረ.ትራምፕ ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ኣሜሪካ ንመዓልታት ዝእውጅ ሓድሽ ትእዛዝ ከምዝፍርሙ ኣፍሊጦም