ዋሽንግተን —
ፕረዚደንት ጆ ባይደን ድሕሪ እቲ ምቅልቃል ኣዝዩ ተመሓላላፊ ዝኾነ ፈልቂ ኦሚክሮን: ክውስኽ'ዩ ተባሂሉ ትጽቢት ንዝግበረሉ ቁጽሪ ብኮቪድ19፡ ዝተታሕዙ ሰባት ንምቅላስ ሰለስተ ፡ ጨናፍር ዘለዎ ውጥን ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዘፍለጥሉ እዋን ህዝቢ ከይርዕድ ጸዊዖም።
ከምኡ'ዉን ነቶም ክታበት ኮቪድ ዘይተኸትቡ ሚልዮናት ኣሜሪካውያን ክኽተቡ ተማሕጺኖም።
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረ.ባይደን ኣብ ኣመሪካ ብብዝሒ ንዝረአ ዘሎ ቫይረስ ኮሮና ንምቅላስ ሰለስተ ውጥናት ኣቕሪቦም