ፕረ.ባይደን ኣብ ስነ ስርዓት ዝኽሪ ህልቂት ቱልሳ ተሳቲፎም

ፕረዚደንት ጆ ባይደን ትማሊ ሰሉስ ናብ ግዝኣት ኦክልሃማ ኣምሪሖም ኣብ ዝኽረ ሰማእታት ቱልሳ ተረኺቦም ።

ነቲ ኣብ 1921 ብፀዓዱ ኣብ ልዕሊ ማሕበረሰብ ፀለምቲ ዝፈጸምዎ ጨፍጫፍን ከባቢ 300 ሰባት ዝሞቱሉን ብኣሻሓት ዝቁፀሩ ድማ ብዘይመፅለሊ ዝተረፉሉን ዕለት ንምዝካር ዝተረኸቡ ፈላማይ ፕረዚደንት ኣሜሪካ እዮም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረ.ባይደን ኣብ ስነ ስርዓት ዝኽሪ ህልቂት ቱልሳ ተሳቲፎም