ዋሽንግተን —
ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብቲ ብፕረዚደንት ኢንዶነዥያ ኣብ ባሊ ዝተኣናገደ ዋዕላ ሃገራት ጉጅለ-20፡ ጎኒ ጎኒ ትማሊ ሰኑይ ምስ መራሒ ቻይና ሺ ዢንፒንግ ተራኺቦም።
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረ.ባይደን ምስ ፕረ.ዢ ፒንግ ኣብ ኢንዶኖዥያ ተራኺቦም ተዘራሪቦም