ፕረ. ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት ምብጻሕ የካይድ’ሎ

ናይ ሶማልያ ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ፡ ንናይ ክልተ መዓልታት ወግዓዊ ምብጻሕ ሎሚ ኣስመራ ኣትዩ`ሎ- ብእኡ ንብእኡ`ውን ኣብ ቤተ-መንግስቲ ምስ ፕረዚደንት ኢስያስ ኣፈወርቂ ቀዳማይ ርክቡ ኣካይዱ`ሎ።

ኣብ`ቲ ርክብ ብዛዕባ ሰላምን ጸጥታን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ብፍላይ ድማ ብዛዕባ ኩነታት ሶማል ብዕምቆት ከምዝተዘራረቡ፡ ሚንስትሪ ዜና ኤርትራ ሓቢሩ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረ. ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት ምብጻሕ የካይድ’ሎ