መቐለ —
ናይ ኢትዮጵያ ፕረዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ ዑደት ብምክያድ ምስ ዓበይቲ ዓዲ ናይታ ከተማ ዘቲየን።
ብቅድሚ ትማሊ ድማ ዳይሬክተር ውድብ መግቢ ዓለም ዴቪድ ቢዝሊ ኣብታ ከተማ ተረኺቦም ነይሮም።
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረ.ሳህለወርቅ ዘውዴ ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ ዑደት ብምክያድ ምስ ዓበይቲ ዓዲ ናይታ ከተማ ዘቲየን