ቪድዮ ፕረ. ሱዳን ድሕሪ ግጭት ሶርያ ናብታ ሃገር ዝበጽሑ ፈላማይ መራሒ ሃገር ታሕሳስ 19, 2018 ዊንታ ኪዳነ ዜና ሮይተርስ Your browser doesn’t support HTML5 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ኣል በሽር ድሕሪ ግጭት ሶርያ ንፈለማ ናብታ ሃገር ዝበጽሑ መራሒ ሃገር ብምኳን ብሰንበት ታሕሳስ 16 ናብ ዋና ከተማ ደማስቆ በጺሖም።