ፕረ. ሙሰቨኒ ኣንጻር ብልሽውና ዝተኻየደ ሰልፊ ብምስታፎም ይነቕፉ

  • ዜና ቪኦኤ
    ተወልደ ወልደገብረኤል

ናይ ኡጋንዳ ፕረዚደንት ዩዎሪ ሙሰቨኒ ሎሚ ሓሙስ ንዝተኻየደ ሰልፊ ፀረ-ብልሽዋ መሪሖም ተሰሊፎም፤ነቐፍቲ ግን ናይ ርኣዩለን ሃልኪ `ዩ ክብሉ ይነጽግዎ።

ተሓለቕቲ ኡጋንዳ ኣብ ዓለም ብዝኸፍአ ደረጃ ብልሽውና ዝፍፀመላ ሃገር እያ፡ እቲ ብልሽውና ድማ ዝፍፀም ኣብ ሰበስልጣን መንግስቲ ብዝርከቡ ኣካላት እዩ ይብሉ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረ. ሙሰቨኒ ኣንጻር ብልሽውና ዝተኻየደ ሰልፊ ብምስታፎም ይነቕፉ