አዳማ —
ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ሓዊሱ 10 ፖለቲካዊ ውድባት ብሓባር ንምስራሕን እቲ ምትሕብባር ናብ ቅንጅት ንምስግጋርን ከምዝሰርሑ ገሊፆም።
10 ዝተፈላለዩ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሕብረት ብምፍጣር ናይ ሓባር ራኢን ዕላማን ሒዞም ንመሰል ዝውክልዎም ሰባት ከኽብሩን ረብሓኦምን ናጽነቶምን ሓድነቶምን ንምርጋግጽ ብዲሞክራሲያዊን ብሰላማዊን መንገዲ ንምቅላስ ተሰማሚዖም።
Your browser doesn’t support HTML5
10 ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ተሰማሚዖም