ፓርላማ ኢትዮጵያ ኮሚሽን ዶብን ምምሕዳን መንነት ክምስረት ኣጽዲቑ

  • ገብረ ገብረመድህን

ፋይል

ፓርላማ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብዘካየዶ ኣኼባ ኮሚሽን ዶብን ምምሕዳርን መንነትን ክምስረት ብኣዋጅ ኣፅዲቑ።

ቤት ምኽሪ ፌደረሽን መፍትሒ ክገብረሎም ዘይኸኣሉ ጉዳያት በዚ ኮሚሽን ክፍትሑ ከምዝኽእሉ ተኣሚኑ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፓርላማ ኢትዮጵያ ኮሚሽን ዶብን ምምሕዳን መንነት ክምስረት ኣጽዲቑ