ፓርላማ ናይጀርያ ንናይ ጽልኢ ዘረባ ዝምልከት ክልተ ሕጊታት ንምውጻእ ምምዳቡ ተገሊጹ

ፓርላማ ናይጀርያ -ፋይል

ኣባላት ፓርላማ ናይጀሪያ ኣብ ኢንተርኔትን ማሕበራዊ ሚዲያን ዝዝረቡ ናይ ፅልኢ ዘረባታት ዝምልከት ክልተ ሕግታት ንምውፃእ ይሓስቡ ኣለው።

ደገፍቲ ናይቲ ሕጊ ንዝዝርግሑ ናይ ፅልእን ሓሶትን ዘረባታት ንምውጋድ ዝዓለመ እዩ ክብሉ ከለው ተቓወምቲ ግን ንነፃነት ምዝርራብ ዝዕፍንን ንሰበ ስልጣንን ፖሊስታትን ምውቃስ ገበን ዝገብር እዩ ይብሉዎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፓርላማ ናይጀርያ ንናይ ጽልኢ ዘረባ ዝምልከት ክልተ ሕጊታት ንምውጻእ ምምዳቡ ተገሊጹ