ፍሉይ ሙዚቃ ንምስማዕ ተዳለዉ ይብል ኣሎ ስነ-ጥበበኛ ተዳሎ ዮሃንስ

Your browser doesn’t support HTML5

ፍሉይ ሙዚቃ ንምስማዕ ተዳለዉ ይብል ኣሎ ተዳሎ ዮሃንስ ምስ ምትራፍ ካሴታትን ሲዲን ኣልቡም ምውጻእ፡ ብሕልፊ እኳ ኣብ ኤርትራ፡ ኣዝዩ ከቢድ ኰይኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ተዳሎ ዮሃንስ ግን 15 ደርፍታት ዝሓዘት “ተዳሎ” ዝኣርእስታ ኣልቡም ኣብ ቀረባ እዋን ዘርጊሑ ኣሎ።