ቀርኒ ኣፍሪቃ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣብ ትስፉው ምጅማር መጋቢት 07, 2023 ኣለም ፍሰሃ Your browser doesn’t support HTML5 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣብ ትስፉው ምጅማር መቐለ — ኣብ መቐለ ብሰንኪ ኲናትን ስእነት መሰረታዊ ቀረባትን ነዊሕ ደው ኢለን ካብ ዝጸንሓ ኣፍረይቲ ትካላት ገለ ካብኣተን ዳግም ኣብ ምስራሕ ይርከባ። ምስቲ ዘሎ ሓያሎ ሕጽረታት ብሓያሎ ኣካላት ድጋፍ ረኺባ ስራሕ ጀሚራ ዘላ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ’ያ።