ፈጽሚ' ኣብ መርዓ እንታይ ማለት'ዩ?  ቃለ መጠይቕ ምስ ግርማይ ዓንቂ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ስነጥበበኛ ግርማይ ኣስፍሃ(ዓንቂ) ኣብ ምዕቃብ ባህሊ ልዑል ተገዳስነት ኣለዎ።

ብዘይካ'ቲ ኣብ ፈይስቡክ ዝህቦ ዝተፈላለየ ባህላዊ ኣስተምህሮታት፡ ኣብ ድምጺ ኣሜሪካ ቀሪቡ'ውን ነቶም ንሰማዕትና ኣገደስቲ ዝበልናዮም መልእኽትታት ከካፍል ከም ዝጸንሐ ይፍለጥ።

ንሎሚ ድማ ብዛዕባ ኣብ መርዓ ዝግበር "ፈጽሚ "ዝብሃል ስርዓት ገለ ንክብል ከምኡ ድማ፥" ኢንተርናሽናል ሰብ "ትብል ተራር ግን ኣብ ባህላዊ ግጭታት ተተኩር ገሳጺት ግጥሙ ኣንቢቡልና'ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፈጽሚ' ኣብ መርዓ እንታይ ማለት'ዩ?  ቃለ መጠይቕ ምስ ግርማይ ዓንቂ