ፈስቲቫል ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካ ተጸንቢሉ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

መበል 47 ዓመታዊ ጽንብል በዓል ፈስቲቫል ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካ ቀዳምን ሰንበትን 14ን 15ን ነሓሰ,2021 ኣብ ዋሺግተን ዲሲ ተኻዪዱ። ናይ ሎሚ ዓመት ፈስቲቫል ኤርትራውያን ኣመሪካውያን ከምቲ ናይ ቅድሚ ሎሚ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዘይኮነስ፡ ብጥርኑፍ ኣገባብ ኣብ ሓደ ቦታ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ`ዩ ተኻይዱ።