ፈልቂ ኦሚክሮን ብፍሉይ ኣሻቓሊ ድዩ፧ [“ኣዝዩ”]፣ መፍትሒ፧ [“ክታበት”]
Your browser doesn’t support HTML5
ዋላ’ኳ ምስ ምብጻሕ ክታበት፡ መጠን ሞትን ሕማማት ኮቪድ፡19 ብዓለም ደረጃ ይጐድል ይሃሉ፡ በብእዋኑ ዝቕልቀሉ ዘለዉ ፈልቅታት ግን ነቲ ዝጸንሐ ገስጋስ ዘዛሕትሉ ኢዮም።
Your browser doesn’t support HTML5