መቐለ —
ሕብረት ስራሕ ማሕበር ልቃሕን ዕቋርን ፋና መናእሰይ ብ2006 ዓ.ም ብ92 ኣባላትን 31 ሽሕ ብር ከባቢ እያ ተጣይሻ። ዛጊድ ልዕሊ 11 ሽሕ ኣባላት እንትህልዉዋ ልዕሊ 300 ሚልዮን ካፒታል እውን ኣዋሂሊላ ኣላ።
ሕብረት ስራሕ ማሕበር ልቃሕን ዕቋርን ፋና መናእሰይ ንኣባላታ ልቃሕ ብምሃብ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ስራሕ ብምውፋር ዓርሶም ክኽእሉ ትገብር ከምዘላ ፀሓፊ ኣመራርሓ ቦርድን ጊዝያዊ መተሓባበሪ ህንፀት ዓቅምን ኮሙኒኬሽንን’ታ ማሕበር እንድርያስ ገብረዝግሄር ይሕብር።
Your browser doesn’t support HTML5
ፅቡቅ ትስጉም ዘላ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ልቃሕን ዕቋርን ፋና መናእሰይ
ምስ እንድርያስ ገብረዝግሄርን ክልተ ተጠምቲ ልቃሕ ዝኮኑ ኣባላት ዝተገብረ ወግዒ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ፅቡቅ ትስጉም ዘላ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ልቃሕን ዕቋርን ፋና መናእሰይ