ፃንሖት ምስ ወ/ሮ ሊያ ካሳ ኣብ ህሉዊ ኩነታትን ተኽእሎታት ዘተ ሰላምን

ሓላፊት ቢሮ ኮምኒከሽን ትግራይ ዝዀና ወ/ሮ ሊያ ካሳ

ሓላፊት ቢሮ ኮምኒከሽን ክልል ትግራይ ዝዀና ወ/ሮ ሊያ ካሳ ንኹነታት መነባብሮ ክልል ትግራይን ምስ በብይኖም ኣካላት ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ዝርርባት ንሰላምን ኣመልኪተን ንድምፂ ኣመሪካ ሓጺር ቃለ-ምልልስ ሂበን ነይረን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፃንሖት ምስ ወ/ሮ ሊያ ካሳ ኣብ ህሉዊ ኩነታትን ተኽእሎታት ዘተ ሰላምን