'ጾመ ትግራይ' ብዝብል ክካየድ ዝቐነየ ፆምን ፀሎትን ተዛዚሙ

"ፆመ ትግራይ" ብዝብል ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ዝተኻየደ ፆምን ፀሎትን ትማሊ ተዛዚሙ::

በቲ ፆም ምኽንያት ኣብ ብዙሓት ከተማታደው ኢሉ ዝነበረ ኣገልግሎት መጓዓዝያን ስራሕቲ ትካላት ንግድን ሎሚ ዓርቢ ተጀሚሩ'ሎ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::

Your browser doesn’t support HTML5

'ጾመ ትግራይ' ብዝብል ክካየድ ዝቐነየ ፆምን ፀሎትን ተዛዚሙ