ዋሽንግተን —
ባይቶ ፀጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንዳርጋ 10 ዓመታት ኣንቢሩዎ ዝፀንሐ ማዕቐብ ምልዓል ኤርትራዊያን ብዝተፈላለዩ ስምዒታቶም ይገልፁ ኣለው።
ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን ዝነብሩ ኤርትራዊያን ኣሜሪካዊያን ትማሊ ምሸት ናይ ሓጎስ ምሸት ጸንቢሎም ኣለው።
Your browser doesn’t support HTML5
ጽንብል ኤርትራዊያን ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ንምልዓል እገዳ