ጸብጻብ፤ ዑደት ተዓዛቢት ጕጅለ ውዕል ሰላም ኢትዮጵያ

Your browser doesn’t support HTML5

ንውዕል ሰላም ክልል ትግራይ ዝሸምገለ ጉጅለ ሕብረት ኣፍሪቃን ካልኦት መሻርኽትን ዝሓዘት ዓባይ ጉጅለ ሎሚ መቐለ ኣትያ። እዛ ብፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዘተ-ሰላም ኢትዮጵያ ኦሊሰገን ኦባሳንጆ ተመሪሓ ዘላ ጉጅለ ኣምባሳድራት ልዕሊ 32 ሃገራት’ውን ሓቚፋ ኣላ።