ጸብጻብ - ምብጻሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ መቐለ

Your browser doesn’t support HTML5

ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኢትጵያ ሓቚፉ፡ ሎሚ ንግሆ መቐለ ዝኣተወ ጕጅለ፡ ኣማስያኡ ንኣዲስ-ኣበባ ምምላሱ ዝበጽሓና ዜና ይሕብር። እቲ ጕጅለ ኣብ መቐለ ኣብ ዝጸንሓሉ ሰዓታት ምስ በበይኖም መሪሕነት እቲ ክልል ተዘራሪቡ ኣሎ።