ጸበባ ኣብ ልዕሊ ዓቐን ዝመልኣ መዳጎኒ ስደተኛታት ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት

Your browser doesn’t support HTML5

መራሕቲ ሃገራት ኣውሮጳ ንቀውሲ ዋሕዚ ስደተኛታት ናብታ ኣህጉር መፍትሒ ንምንዳይ ጽባሕ ረቡዕ ኣብ ኦስትርያ ኣኼባ ከካይዱ’ዮም። ንሶም ዋሕዚ ስደተኛታት ኣብ ምጉዳል ዝተዓወትሉ መስርሕ ከምዝግምግሙ ዘፍለጥሉ’ዚ ኣኼባ ብትካላት ተሓለቕቲ መሰላትን ሕቡራት ሃገራትን እዚ መስርሕ ሰብኣዊነት ዝጎደሎ’ዩ ክብሉ ይነቕፉ።