ከተማ ምጽዋዕ ኣብ በበይኑ ገጻት

Your browser doesn’t support HTML5

ከተማ ምጽዋዕ ኣብ በበይኑ ገጻት

ኣብ መበል 11 ክፍለ ዘመን ድሕሪ ልደተ ክርስቶስ ከም እተመስረተት እትግለጽ ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕ፡ “ህያው ቤተ-መዘከር ሰንሰለት ጕዕዞን ታሪኽን ኤርትራ፡” ክብሉ ተመራመርቲ ስነ-ጥንቲ ይገልጹ።