ጕዕዞ ኣለምን ክብሮምን፤ “ካብ ገሃነም ናብ ገነት”

Your browser doesn’t support HTML5

ጕዕዞ ኣለምን ክብሮምን፤ “ካብ ገሃነም ናብ ገነት”

ኣብ ኣብያተ-ማእሰርቲ ብዘይ ሕጋዊ ኣገባብ ንሸሞንተን ዓሰርተን ዓመታት ክሳቐዩ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ኣለም ተስፋይን ክብሮም ኣድሓኖምን፡ ብሳላ ሰፊሕ ጎስጓስ ህዝቢን ተሓለቕቲ ትካላትን፡ ካብ ንኤርትራ ምስጓግ ድሒኖም ብ20 ጥሪ ናይዚ ዓመት’ዚ ካናዳ ኣትዮም ኣለዉ።