መቐለ —
ኣቐዲማ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም መምህር ስነ-ጋዜጠኝነት ዝነበረት ወ/ሮ ብርሃን ወልደገብሪኤል፡ ድሕሪ ምቍራጽ ደሞዝ፡ ህይወታን ናብራ ስድራኣን ንምምራሕ ኣብ ጐደናታት መቐለ፡ እናዞረት፡ ኣስቤዛ ብምሻጥ ትናበር ኣላ። ሎሚ ተዘኪሩ ዝውዕል ዓለምለኸ መዓልቲ ደቀንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ድማ ጋሻ ድምጺ ኣመሪካ ክትከውን ዓዲምናያ ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5
ጕዕዞ ብርሃን፤ ካብ መምህር ዩኒቨርስቲ ናብ ጐደናታት መቐለ