ግጭት ኢትዮጵያ ናብ ዓፋር ሰፊሑ ሆስፒታል ብቑሱላት ተፃቢቡ

Your browser doesn’t support HTML5

ድሕሪ ናይ ልዕሊ ሓደ ዓመት ግጭት ፌደራል መንግስትን ሓይልታት ትግራይን ሕዚ እቲ ውግእ ኣብ ውሽጢ ትግራይ ዳርጋ የለን።ንናይ ትግራይ ኣባያን መጥቓዕትታት ግብረ መልሲ ንምሃብ ስቪላት ዓርሰምክልኻል ኣብ ዝፈጠርሉ ጎረቤ ት ክልል ዓፋር ግን እቲ ግጭት ቀፂሉ ኣሎ።ኣብ ከተማ ኣፍዴራ እቲ ቀንዲ ሆስፒታል ብዝቖሰሉ ሰባት ተፃቢቡ ኣሎ።