ግዜያዊ ዑቕባ ኢትዮጵያውያን ኣብ ኣመሪካ ብዓይኒ ክኢላ ሕጊ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዘሎ ስእነት ጸጥታን ካልእ ሽግራትን፡ ክፍሊ ውሽጣዊ ጉዳያት ኣመሪካ፡ ኣብ ኣመሪካ ካብ 20 ጥቅምቲ ኣትሒዞም ንዝጸንሑ ዜጋታት ኢትዮጵያ ን18 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ግዜያዊ ናይ ምንባርን ስራሕን ፍቓድ ምሃቡ ኣብ ዝሓለፈ ፈነወና ጠቒስና ኔርና። ብዛዕባ’ዚ TEMPORARY PROTECTED STATUS ዝተባህለ ኣዋጅ መብርሂ ንኽህቡና፡ ንጠበቓ ጉዳያት ስደተኛታት ንዝዀኑ ኣቶ ተመስገን ተካ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።