ግብሪን ክልስ-ሓሳብን ብሓደ
Your browser doesn’t support HTML5
ድምጻዊ፡ ሙዚቀኛን ተመራማሪ ባህሊን ዝዀነ ኣለማየሁ ሃፍተ ኣብ መቐለ ዩኒቨርስቲ’ውን መምህር’ዩ። ንሙዚቃዊ ስራሕቱን ኣብ ባህሊ ዘተኵሩ ምርምራዊ ዕዮኡን ኣመልኪቱ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5