ግብረ መልሲ ክልተ ፓርቲታት ንዘተ ቀ/ሚ ኣብይ ምስ አባላት ፓርላማ

  • መለስካቸው ኣምሃ
    ተወልደ ወልደገብረኤል

ኣብ ኢትዮጵያ፡ ብፈጻሚ ኣካል ዝቐርብ ናይ ስራሕ ኣፈጻጽማ ሪፖርት ብጥንቃቐ ምርኣይን ምምርማርን ይግባእ ክብሉ ፥ መራሕቲ ተወዳደርቲ ፓርትታት ኣገንዚቦም።

ፖለቲካዊ ምሕደራ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣሳታፍነት ይጎድሎ`ዩ ዝበሉ እቶም መራሕቲ ተቓወምቲ ፓርትታት፥ ንቁጠባ`ታ ሃገር ኣብ ምብርባርን ኣብ ኣፈጻጽማ ፕሮጀክትታትን ዘርኣዮ ስጉምትታት ግን ዝምስገን`ዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ግብረ መልሲ ክልተ ፓርቲታት ንዘተ ቀ/ሚ ኣብይ ምስ አባላትን ፓርላማ